ባዕልኻ ወይድማ ካልእ እትግደሰሉ ሰብ ምስ ቁማር ዝተተሓሓዘ ጸገም ኣጋጢሙካ ዶ ይኸውን? ነዚ ጸገም መፍትሒ ኣለና።
ናጻን ሚስጢራዊን ኣገልግሎት ተሌፎንና ተጠቒምካ ጸገምካ ንሓደ መሳርሕትና ከተካፍሎ ትኽእል ኢኻ። ብቛንቋኻ ዝረዳደኣካ ሰብ ከነዳልወልካ ንኽእል ኢና።
ደውል1800 858 858.
ምስ ቁማር ዝተተሓሓዘ ጸገም ንዘጋጠሞም ተዛረብቲ ቋንቋትግርኛእቲ ጸገም ኣብ ምፍታሕ ክጠቕምዎም ዝኽእሉ መወከሲታት
ክሳዕ ሕጂ እንታይ ክትገብር ከምዘለካ ርግጸኛ ኣይኮንካን? ብቛንቋኻ ዝተዳለዉ መወከሲታት ንምንታይ ዘይትርኢ።ንምኽፋት ነዞም ከም ዝስዕብ ተታሓሒዞም ዝቐረቡ መወከሲታት ጠውቕ።